ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (5 ታሕሳስ 2023) - a podcast by SBS

from 2023-12-05T10:01:56

:: ::

ናይ 5 ሕዳር 2023 ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ; ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ቓዛ ከቢድ ድምጺ ነትጒ ተሰሚዑ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ህይወት ሰባት ዝወስድ ዘሎ ደርቂ ጸማም እዝኒ መራሕትን ኣብ ሓያሎ ወረዳታት ክልል ኣምሓራ: ዳግም ዝባራዕ ዘሎ ግጭት ብከበድቲ መዳፍዕን መጥቃዕቲ ድሮንን ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም: ናዳል ናብ ሜዳ ክምለስ ይህቅን።

Further episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Further podcasts by SBS

Website of SBS